View in: English

በረራታት

Cana Creative Travel & Tours ን ልዕሊ 25 ዓመታት ዝኣክል ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዘለዉ በረራታት ፍሉይ ክእለት እናማዕበለ ይርከብ። ብዛዕባ ኣየር መንገድታትን ናይ በረራ መስመራትን ብዘለና ዑምቀት ዘለዎ ፍልጠትና ብሉጽ ስምምዕ ንክረኽቡ ክንሕግዞም ኢና። ስለ’ዚ ንዝመጽእ ናይ ኣየር ቲኬት ንምግዛእ ክሓስቡ እንከለዉ ብ 416-249-0972 ይደውሉልና። ንቅልጡፍ ኣገልግሎት በይዘኦም ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናትና Air Quote form (ናይ ኣየር ጉዕዞ ሓበሬታ ቅጺ) ይምልኡ።

ናይ ኣየር ጉዕዞ ሓበሬታ መምልኢ ሕትት

    Yes, I would like to receive receive news and offers from Cana Creative Travel & Tours.

    ሓበሬታትኹም ሕልዉ (ኣይባጻሕን) እዩ፣ ከምኡውን ኣብዝኾነ ጊዜ ምውጻእ ይኽእሉ። ናትና ናይ ብሑትነት መምርሒ ይርኣዩ።