View in:
English
ናይ ኣቑሑ ምብጻሕ ግልጋሎት

ብምኽንያት ናይ መንግስቲ ሕግታትን ካልኦት ጸገማትን ክኸብድ ይኽእል፣ እዚ ማለት ብሞያዊ ሕገዛ ምልእኽ ዝሓሸን ጭንቅታት ዘወግድን እዩ ማለት እዩ። ዋላ ኣቑሑ፣ ትልፉ ሳንጣታት፣ ማኪና፣ ኢሌክትሮኒክስ ወይ ውህብቶ ተለኣኽኩም ናብ ኣብ ኣፍሪካ ዘለዉ ስድራን መሓዙትን፣ ቓና ክሬቲቭ ጉዕዞን ጽዕነትን; መጎብነዪን ምርጫኹም ክኸውን ዝግባእ ትካል እዩ። ንሕና ኣብ ናይ ኣየርን ባሕርን ጉዕዞ ኣቑሑ ሞያ ዘለና ናብ ኣፍሪካ ኣቑሑት ክነብጽሕ ንኽእል ትካል ኢና ካብ ካናዳ ናብ ካልኦት ሃገራት። ጋንታታትና ንምጽዓን ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ድማ ናይ ወረቐት ስራሕቲ፣ ምዕሻግን ሓዊሱ ይሰርሑ። ናይ ብዙሕ ዓማውቲ ልምድና ብምጥቃም፣ ጉጅለናንዓኹም ዝኸውን ዓነት መልእኺ የማኽሩኹም። ተወሳኺ ሕቶ እንተልዪኩም ወይከዓ ተወሳኺ ሕእበሬታ ምስእትደልዩ፣ ብኽብረትኩም ኣዛርቡና።
ግልጋሎታትና:
- ናይ በሪ ንበሪ ግልጋሎት
- ናይ ጉምሩክ ምሕላፍ ን ሰነዳትንን ጉዕዞ ጽዕነት
- ናይ ኣቑሑት ኢንሹራንስ
- ጽቡቕ ዋጋ ዘለዎም፣ ዘተኣማምኑን ሓለዋ ዘለዎምን ብጽቡቕ ዋጋ ዝቐረቡ ግልጋሎታት
- ብግዘ ዝበጽሕ ግልጋሎት
- ዘደምም ግልጋሎት ዓማዊል